NiceTasteKarl

Visto por última vez: Agosto 2012

1493 scrobblings desde 28 Sep 2011

0 temas favoritos | 0 mensajes | 0 listas de temas | 13 notas

  • Agregar a amigos
  • Enviar un mensaje
  • Dejar un nota

Tu compatibilidad musical con NiceTasteKarl es Desconocida

Crea tu propio perfil musical

Temas escuchados recientemente

Notas

Dejar un comentario. Entra en Last.fm o regístrate.
  • Aesthethica

    I love you Karl.

    28 Feb 2012 Responder
  • Aesthethica

    Jesus fucking Christ, hasn't your sense of humor changed or matured in 46 fucking years? [2]

    22 Feb 2012 Responder
  • TooFckinBad

    Lol. Nice taste Karl ;)

    10 Ene 2012 Responder
  • killerkomatsu

    ወንጌል ማርቆስ ጸሓፊ እዚ ወንጌል እዚ፡ እቲ ብሮማይስጢ ማርቆስ እተባህለ ዮሃንስ እዩ (ግብ.12፡12፥25፤ 15፡37)። እቲ ቕድም እተጻሕፈ ወንጌል፡ ናይ ማርቆስ ወንጌል ከይኮነ ኣይተርፍን። እቶም ቀዳሞት ኣቦታት ቤተክርስትያን፡ ወንጌል ማርቆስ ብ60ዓ.ም. ኣቢሉ ኣብ ሮሜ ከም እተጻሕፈ ይመስል ይብሉ። ወንጌል ማርቆስ ካብቶም ካልኦት ወንጌላት ዝሓጸረ እዩ፡ ምኽንያቱ ኸኣ ብዛዕባ ልደት የሱስ ከይጸሓፈን ነቲ ትምህርቲ ጎይታ ኸኣ ኣስፊሑ ኸይገለጸን ነቲ ግብሪ ተኣምራት የሱስ ጥራይ ብሰፊሑ ዘዘንቱ ስለ ዝኾነ እዩ። ማርቆስ ነቲ ወንጌሉ ንሮማውያን ስለ ዝጸሓፎ፡ ካብ ብ.ኪ. ኣብዚሑ ኣይጠቐሰን። ነቶም ብጊዜ ማርቆስ ገዛእቲ ዓለም ዝነበሩ ሮማውያን፡ የሱስ ወዲ ኣምላኽ ከም ዝኾነ ምእንቲ ከእምኖም ኢሉ እዩ ነዚ ወንጌሉ ዝጸሓፈ። ኣብ መወዳእታ እቲ ወንጌሉ ኸኣ፡ ሓደ ሮማዊ ሓለቓ ሚእቲ ከመይ ገይሩ ብየሱስ ከም ዝኣመነ የዘንቱ (ማር.15፡39)። ማርቆስ ንሃዋርያ ጴጥሮስ፡ ብመንፈስ ወዱ ስለ ዝነበረ፡ ብዙሓት መምህራን፤ ﷽ወንጌል ማርቆስ፡ ጴጥሮስ ንማርቆስ ዘስተምሃሮ ወንጌል እዩ﻾ ይብሉ።

    17 Oct 2011 Responder
  • killerkomatsu

    መልእኽቲ ናብ እብራውያን እዛ መልእኽቲ እዚኣ ናብቶም ኣብ ሓደ ቦታ ዝርከቡ ዝነበሩ እብራውያን (ኣይሁድ) እተጻሕፈት መልእኽቲ እያ። ካብ ቀደም ጀሚሮም ከኣ ብዙሓት ሊቃውንቲ፡ ጳውሎስ ዝጸሓፋ ከም ዝኾነት ብምእማን፡ ﷽መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ እብራውያን﻾ ዚብል ኣርእስቲ ሂቦምዋ ኣለው። እታ መልእኽቲ ግና ስም ጳውሎስ ኣይትጠቅስን እያ። እቲ ኣገላልጻ ሓሳባ ካብ ኣገላልጻ ጳውሎስ ፍልይ ዝበለ እዩ። በዚ ምኽንያት እዚ ኸኣ ገሊኦም መምህራን፤ ﷽በርናባስ ወይ ኣጵሎስ ወይ ከኣ ቅሌምንጦስ እዮም ጽሒፎምዋ፡﻾ ይብሉ። ካልኦት መምህራን ግና፡ ጳውሎስ ናይ ኣይሁድ ሊቅ ስለ ዝነበረ (ገላ.1፡14)፡ ነዛ መልእኽቲ ፍልይ ብዝበለ ኣገላልጻ ንኣይሁድ ከም ዝጸሓፋ ይብሉ። መልእኽቲ እብራውያን ቅድሚ 70 ዓ.ም.፡ በቲ ሮማውያን ንቤት መቕደስ የሩሳሌም ዘፍረሱሉ ዓመት ተጻሕፈት (እብ.13፡10-11)። ክፍልታት መልእኽቲ እብራውያን፤ ካብ ሙሴን ካብ ቃሉን፡ ቃል ክርስቶስ ይበልጽ (እብ.1-4)። ካብ ኣሮንን ክህነቱን፡ ክህነት ክርስቶስ ይበልጽ (እብ.5-7)። ካብ ብሉይ ኪዳን፡ እቲ ክርስቶስ ዘዳለዎ ሓድሽ ኪዳን ይሓይሽ (እብ.8-10)። መዓርግ ኣመንትን ንብረቶምን (እብ.11-13)።

    17 Oct 2011 Responder
  • JBarracudaL

    Thank you. Mingus, in particular, is probably my favorite artist/composer ever.

    9 Oct 2011 Responder
  • Credla

    thx)) ... and thanks for the request ;)

    9 Oct 2011 Responder
  • Hello1994

    don't understand you.

    9 Oct 2011 Responder
  • J4320

    THX 4 DA LOLCAT TRANZLASHUN BUDDY

    2 Oct 2011 Responder

Conóceme